Date Range
Date Range
Date Range
Данные веб-страницы являются дополнением к учебному пособию. Содержащему базовые сведения об общественном строе Норвегии для взрослых иммигрантов.
Ku soo dhawow Intro! Boggagan netku waxey dheeraad ku yihiin buugga waxbarashada ee. Kaas oo laga helo hordhac ah cilmiga bulshada ee noorwiijiga ee loogu talagaley dadka waaweyn ee haajiriinta ah. Waa bilaash in la isticmaalo boggan netka.
ካልኣይ ኣርእስቲ ደሞክራሲ ድሕነትን ክብርታትን. ራብዓይ ኣርእስቲ ቤት ትምህርቲ ትምህርትን ምውናን ሞያን. ሓምሻይ ኣርእስቲ ስራሕ ህይወት ኣብ ስራሕን ዕዳጋ ዕዮን. ሻብዓይ ኣርእስቲ ቅርጽን ዓይነትን ህዝቢ. ትሕዝቶታት እዞም ገጻት ዌብ ልክዕ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ተመሃራይ ዘሎ ዓይነት ቅርጺ ዝሓዙ እዮም ሸውዓተ ቀንዲ ኣርእስታት ኣለው ካብ ሜኑ ኣርእስቲ ብምምራጽ ጀምሩ ብምቕጻል ንኸተንብብዎም ዘገድስኹም ኣርእስታት ምረጹ መብዛሕቶም ኣርእስታት ክትሰርሕዎም እትኽእሉ ዝተፈላለዩ መላመዲታት የጠቓልሉ.